ተጋሩ ወ ከተማ ኣስመራ:- ፅልዋን ኣበርክቶን ተጋሩን መበቆሎም ትግራይ ዝ ዀኑ ኤርትራውያንን

ዙ ፅሑፍ ኣክካል ተኸታታልቲ ፅሑፋት እይዩ። ቀድዳማይ ክፍፋል ኣብ ዙይ፥ ካልኣይ ክፍፋል ድምማ ኣብ ዙይ  ይርክከቡ። ምሉወርቅ ኪዳነማርያም፡ ካብ ኣማኑኤል ሳህለ ከም ዝ ተልኣኹልሉ ዝ ገለፆም ፅሑፋት ብ ናይ ባዕሉ ተወስሰኽቲ ፅሑፋት ኣሰንንዩ ቅድሚ ዓመታት ኣብ ፈይስቡክ ካብ ዝ ለጥጠፎም ፅሑፋት ዝ ተወሰዱ እይዮም። ብ ኣማኑኤል ሳህለ ጽልዋን ኣበርክቶን ተጋሩን መበቆሎም ትግራይ ዝኾነ ኤርትራውያንን ቅድሚ ጽሑፈይ … Continue reading ተጋሩ ወ ከተማ ኣስመራ:- ፅልዋን ኣበርክቶን ተጋሩን መበቆሎም ትግራይ ዝ ዀኑ ኤርትራውያንን