ብ ገብረክርስቶስ ገብረስላሴ መብርሂ፦ ዙ ፅሑፍ፡ ብ ስሩዕ ልስሳነ ፅሑፍ (ብ ስርዓት መርምሩ) ዝ ተፅሓፈ እይዩ። “ተጋሩ ድይና” ብ ዝ ይብል ርእሲ፡ ክትትዕ ይክካየድ ኣልሎ። ቱ...
ዋላ እኵኳ ሎሚ እና ተለውወጠ ይኸድ እንተ ሃልለወ፡ ብዙሕ ህዝበ ክርስትያን፡ ምስታይ ቡን ከም ሓጥያት ይርእይ እይዩ። ምስታይ ቡን ከም ሓጥያት ዝ ይርእዩ ብዙሓት ሰባት ትፈልጡ...
ሎሚ፡ ድርሮ ብዓል ፅዮን* ሕዳር እይዩ። ሕዳር 21 ዝ ይኽብበር ብዓል ፅዮን ሕዳር እንታይ እይዩ? ጅምማሮኡን ትርጕሙን እንታይ እይዩ? በቢ ወርሑ፡ ዕለት 21 ሕዳር ብዓለ ማርያም...
ብ ገብረክርስቶስ ገብረስላሴ መብርሂ፡ ዙ ታሕታይ ዝ አቕርቦ ነበረ ያ ነበረ፡ ጀርመናዊ ተመራማሪ ኤኖ ሊትማን ቅድሚ 120 ዓመታት፥ ብ 1906 ዓምፈ ኣብ ኣዅሱም ሰሚዑ ድሓር ካብ...
ዙ ፅሑፍ ኣክካል ተኸታታልቲ ፅሑፋት ኰይኑ ናይ መወድዳእታ እይዩ። ቶም ኣርባዕተ ኣብ ዝ ይስዕቡ መራኽቦታት ይርክከቡ። ተጋሩ ወ ከተማ ኣስመራ፦ ቀድዳመዎት ደቅቂ ኣስመራ መን እይዮም? ተጋሩ...
ዙ ፅሑፍ ኣክካል ተኸታታልቲ ፅሑፋት እይዩ። ቀድዳማይ ክፍፋል ኣብ ዙይ፥ ካልኣይ ክፍልፋ ኣብ ዙይ, ሳልሳይ ክፍልፋ ድምማ ኣብ ዙይ ይርክከቡ። ምሉወርቅ ኪዳነማርያም፡ ካብ ኣማኑኤል ሳህለ ከም ዝ ተልኣኹልሉ ዝ...
ዙ ፅሑፍ ኣክካል ተኸታታልቲ ፅሑፋት እይዩ። ቀድዳማይ ክፍፋል ኣብ ዙይ፥ ካልኣይ ክፍፋል ድምማ ኣብ ዙይ ይርክከቡ። ምሉወርቅ ኪዳነማርያም፡ ካብ ኣማኑኤል ሳህለ ከም ዝ ተልኣኹልሉ ዝ ገለፆም ፅሑፋት...
ቀድዳማይ ክፍፋል ኣብ ዙይ ይርክከብ። ዙይ ፅሑፍ ክልተ ደረስቲ ኣልለዉዎ። ምሉወርቅ ኪዳነማርያም፡ ካብ ኣማኑኤል ሳህለ ከም ዝ ተልኣኹልሉ ዝ ገለፆም ፅሑፋት ብ ናይ ባዕሉ ተወስሳኺ ፅሑፍ...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ