ዙ ፅሑፍ ኣክካል ተኸታታልቲ ፅሑፋት እይዩ። ቀድዳማይ ክፍፋል ኣብ ዙይ፥ ካልኣይ ክፍልፋ ድምማ ኣብ ዙይ ይርክከቡ። ምሉወርቅ ኪዳነማርያም፡ ካብ ኣማኑኤል ሳህለ ከም ዝ ተልኣኹልሉ ዝ ገለፆም ፅሑፋት...
ቀድዳማይ ክፍፋል ኣብ ዙይ ይርክከብ። ዙይ ፅሑፍ ክልተ ደረስቲ ኣልለዉዎ። ምሉወርቅ ኪዳነማርያም፡ ካብ ኣማኑኤል ሳህለ ከም ዝ ተልኣኹልሉ ዝ ገለፆም ፅሑፋት ብ ናይ ባዕሉ ተወስሳኺ ፅሑፍ...
ኣብ ትሕቲ ተጋሩ ወ ከተማ ኣስመራ፡ ተጋሩን ከተማ ኣስመራን ዝ ይምልከቱ ተኸታተልቲ ፅሑፋት ክ ይቐርቡ እይዮም። ዞም ፅሑፋት ብ ቐንዱ ብ ኣማኑኤል ሳህለ ተዳሊዎም ብ መምህር...
ብ ጠቕላላ ልዕሊ 300000 ዝ ዋግኦም ናውቲ ል ሰለስተ ኣብያተ ትምህርቲ ወረዳ ሓውዜን ዝ ዀና ቤት ትምህርቲ 1ይ ብርኪ ደብረ ሂወት፥ ቤት ትምህርቲ 1ይ ብርኪ መጋብ፥...
ል ልዕሊ 6 ዓመታት ስለ ኣድላዪነትን እንታይነትን ስሩዕ ስርዓተ ፅሕፈትን ልስሳነ ፅሑፍን፡ ብ ዋንናነት ኣብ ፈይስቡክ፥ ካብኡ ድማ ኣብ ዝ ተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፍፋሽ፥ ኣብ ዩቱብ፥ ኣብ ዝ...
ኣካዳሚ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ፥ ካብ ጕንበት 10-11/2016 ዓ.ም ዓስራይ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ከሳልጥ እዩ። ተመራመርቲ፥ ኣብዚ ዓውደ መፅናዕቲ ስዒቦም ካብ ዝቐረቡ ዛዕባታት መፅናዕት ኣብ ዝመረፁዎ...
ሓጐስ ኣብርሃ፡ ኣጋጣሚ ኣብ ፈይስቡክ ሓሳብ ካብ ዝተመላለስናሉ 2017 ዓምፈ ጀሚሩ ዝገራርሙ ነገራት ሳይንስ እዮም ኢሉ ኣብ መራኸብቲ ሓፋሽን ኣከዳምያዊ መድረኻትን ተናጊሩ እዩ። ኣነ ኽዓ ካብ...
ዛ ብ መልእኽቲ ኮሚሽነር የማነ ዘርኣይ ዝጀመረት ሕትታም፡ ዞም ዝይስዕቡ ኣርእስትታት ሒዛ ኣልላ። ጨፍጫፍ ዕንነ ነገረ ፅንታ ማህሰይቲ: ድሕረ ስቅያት ፆታዊ ጥቕዓት ከም መሳርሒ ፅንተት ዜና...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ