ድሕሪ ዒስራ ዓመታት ኣዕይንታ ብሕክምና ንእሽተይ ክርእያ ተገይሩ። ግን ገና ዓመታት እንተየቍፀራ ንዓመታት ዝዛረየ ዒላ ንብዓት ዳግማይ ፈልፊሉ። ኣነ እውን ህፃን ኰይነ ብዛንታ ዝፈልጦ ንብዓት ኣደይ….ኣደ...
መቀሌም "safe" እንዳልሆነ ውስጣችን እየነገረን ነበር። የምንገባበት ጥግ አጣን። አንድ ጓደኛዬ እሷ ጋር መውለድ እንደምችል ስለነገረችን ለቤተሰቦቿ የተወሰነ ብር ሰጠናቸው። ከስራ ሳንናገር ስለወጣን ባለቤቴ እረፍት ለመሙላት...
ስለዚህ ጦርነት ሳስብ በነገሮች አለመጎዳቴን ሳውቅ ህይወት ሁለተኛ እድል እንደሰጠችኝ ፈጣሪም የቤተሰቤን እንባ እና ፀሎት እንደተቀበለ አምናለሁ።
ዕለት 10/6/2013 ዓ.ም መግለፂ ቅዋም ሰራሕተኛታት ሃገረ ስብከት መቐለ፣ ሰራሕተኛታት ኣብ ትሕቲ እቱ ሃገረ ስብከት ዝመሓደራ ክልተ ኣብያተ ክህነት ወረዳ፣ አመሓደርቲ 45 ገዳማትን ኣድባራትን ንሕና ኣብ...
እታ ተዅሲ ዝተጀመረትላ መዓልቲ ሰሉስ ምንባራ እዝክር። ምስ መሓዙተይ ቢራ እናሰይተና ነዉግዕ፣ ንስሕቕ፣ ንቀላለድ ነይርና። ኣብ ወግዕና፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተሓፀየት መሓዛና፡ መርዓኣ መኣዝ ከም ዝዀን፣...
ብዕለት 3 ሕዳር ድማ ብዙሓት ሬሳታት ኣብ መንገዲታት እታ ኸተማ ምርኣይ ጀመርና። ኣነ ብዓይነይ ዝርኣይኹዎም 13 ይበጽሑ። ብድምር ልዕሊ 20 ዝዀኑ ሰባት ብዕለት 2 ሕዳር ተቐቲሎም...
ክሳብ ሕዚ ኣብ ምንም ዘይተሳተፉ ብኣማኢት ዝቝፀሩ ካህናት ብጥዪት ረጊፎም፣ ሸኻት፣ ኢማማት ተቐቲሎም፣ ብኣሽሓት ዝቝፀሩ ምእመናን ሃሊቖም፣ ዝተረፉ ድማ ገዝኦም ንብረቶም ሓዲጎ ተሰዲዶም፣ ኣብያተ ክርስቲያናት፣ መስጊዳት...
ይዅን እምበር እቲ ኵነታት ብሰላማዊ መንገዲ ንክዛዘም ሎሚ እዉን ቅሩባት ምዃንና ከም ህዝብን ከም መንግስትን ክነረጋግፅ ንደልይ። ህዝብን መንግስትን ትግራይ ናብ ሰላማዊ ልዝብ ንኣትዉ ግን ቀፂሎም...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ