ህዝቢ ትግራይ: ሃለዋቱን ድሕንነቱን ንምሕላው ባዕሉ ንባዕሉ ናይ ምምሕዳር መሰሉ ንምትግባር ፀኒዑ ስለ ዝተቓለሰን ብኣሃዳዊ ስርዓት ፋሽሽታዊ ጕጅለ ኣብይ ኣሕመድ ኣይእርገፅን ኢሉ ዴሞክራስያዊ መረፃ ስለ ዘካየደን...
ጸልማት ብብርሃን ንምቕንጣጥ ይካየድ ኣብ ዘሎ ቃልሲ ድማ፡ ርትዓውነትን መትከላውነትን ዓብዪ ግደ ስለ ዘለዎም፡ ብብልሓት ንቃለስ። ህዝብና ነንቅሓዮ፣ ዋጋ ናጽነት ክሽቈሮ ንግበር፣ ካብ ጽግዕተኛ ኣተሓሳስባ ኢትዮጵያውነት...
ህዝቢ፡ ኣብ ዙርያ መቐለ ናብ ዘለዋ ኸባብታት ከይዱ ካብ ዘዕቘበለን ቦታታት ናብ መቐለ ዝተመለሰ፡ ኵነታት ናብ ንቡር ስለ ዝተመለሰ ኣይነበረን። ኵሉ ከባቢ ትግራይ ካብ ተዅስን መድፍዕን...
ከም ዝፍለጥ ሕዱር ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ትንፋስ ረኺቦም ምስ ኣንሳእረሩ ትግራይ ምድዓኽን ምድኻምን ፈላማይ ተግባሮም ጌሮም እዮም ተበጊሶም። እንሆ ድማ እዞም ሓይልታት...
19 ሕዳር 2013 መቐለ ህዝቢ ኣብ ኸቢድ ውጥረትን ጭንቀትን ዝወዓለሉ ፀልማት መዓልቲ እዩ። ህዝቢ መቐለ ሐዚ ደምሰሱና ሐዚ ጠፋእና እናበለ ከብዱ ሓቚፉ ዝወዓለሉ። ኣደታት፡ ህፃውንቲ ደቀን...
ብዕለት 19/04/2013 ዓ/ም ካብ ከተማ ሽረ ናብ ሑመራ ዝመፃእኹም፡ ሑመራ ሰላም ስለ ዝኾነት ንዓድኹም ተመለሱ ኢሎም ብ 6ተ ተስሓብቲ መኻይን ፅዒኖም ናብ ከትማ ሑመራ አምፂኦምዎም ‘ዮም።...
ሓበሬታ ክንደይ ዝኣክል ኣድላይ ከምዝኾነ ኣዐርዩ ዝተረድአኒ ዝነብረሉ ከተማ መቐለ፤ ስልኪ፣ መብራህትን ኢንተርኔትን ኣብ ዘይነረሉ እዋን እዩ። ኣብ መገዛ ዓዱ እንታይ ይፍጠር ምህላው ዝፈልጥ ሰብ የለን፡፡...
ብ ዕለት 21 ሕዳር 2013 ዓ.ም ኣብ ጥቓ ዕዳጋ ሓሙስ ደንገላት ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ዓመታዊ ክብረ በዓል ል ምኽባር ኣብ ጥንታዊ ገዳም ማርያም ደንገላት ተኣኪቡ ካብ...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ