ብዓይነይ እናርአኹ ገዛይ ተቓጺሉ፤ ቤተሰበይ ተበቲኑ፤ ከም ሰብ ገኒዝና ክንቀብሮም ኣይክኣልናን ንቤተሰብና። ራሄል ሓፍተይ እከለ ኣሎ እከለ የለን ክብለኪ ኣይትጸበዪኒ። እቶም ብዓይነይ ዝርአኹዎም ዝሞቱ እውን ኣይነግረክን።...
ብ ገብረክርስቶስ ገብረስላሴ ካብ ኣስታት 2000 ዓ/ም ጀሚረ ስለ ሓደነት ዕጫ ተጋሩን ኤርትራውያንን፥ ስለ ተኸፋፊልካ ኣደዳ ፀላእቲ ምዃን፥ እናተለዋወጥና እቱ ሓደ ተጠቒሞም ል እቱ ካልእ ብ...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ