መብርሂ ኣርታዒ፦ “ቀላሚኖ ልኣኻ/ኺ እንታይ ነይራ?” ዝይብል መሕትት ኣውፂእና ነይርና። ሓደ መልሲ ዙ ዝይስዕብ እዩ። ብ ሓጐስ ሙላው ገብረ ተምሃራይ ሓምሻይ ክፍሊ ኰይነ፡ ኣብ እግሪ ፅላል...
ብ ገብረሂወት ተስፋይ I. መእተዊ ዙ ፅሑፍ ንኽእፅሕፍ ከም መልዓሊ ሓሳብ ዝዀነኒ፡ ኣብ ዊኪፔድያ ተሓቲሞም ዝይርከቡ ክልተ ፅሑፋት እዮም። ቱ ሓደ ‘ኲናት ትግራይ (Tigray war)’ ብ...
ብ ደጀን የማነ ተኽለ ዕላማ ዙ ፅሑፍ መፅሓፍ ቅዱስ ኣብ ግብረ ሃወርያት 18፡9-10 “ተዛረብ ድኣ እምበር፡ ስቕ ኣይትበል” ከም ዝበሎ፡ ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ብ ኣግባቡ መልሲ...
ብ ግርማይ ግሩም ሓጎስ ኣብ ዓድድና ትግራይ ካብ 2013 ዓም ኣትሒዙ ኣብ ዝነበረ ናይ ውግእ መዋእል ብዙሕ ንምርኣዩን ንምዝራቡን ዝይኸብድ ግፍዒ ስደት፣ ᎀት፣ ጥሜት፣ ሕማም፣ መጕዳእቲ...
ብ ጎይትኦም ገብረእግዚኣብሔር ኣይተ ታደሰ ገብሩ ነባሪ ቍሸት መገንዓ፡ ጣብያ ዓምዲ ወያነ ደብረ ሓይላ፡ ወረዳ ሳምረ ዞባ ደቡብ ምብራቕ እዩ። ኣቦ ሽዱሽተ ዕያል እዩ። በዅሪ ወላዱ 13...
መብርሂ፦ ብ ምኽንያት ግደን ተሳትፎን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣብ ኲናት ትግራይ፡ ብዙሓት ሕትቶታት እናተልዓሉ ይርከቡ። መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ድማ፡ ናይ ባዕልቶም ቤተ...
ብ ጓንሸ ሓድጉ ‘ቈልዓ ብ ንእሱ ቈርበት ብ ርሕሱ’ ይብሉ ወለዲ እንትይምስሉ። ቈርበት ናብ ዝደለኻዮ ዓይነት ቅርፅን መልክዕን ን ምትሓዝ ርሑስ ናሃለወ እንተ ዘኢኰይኑ ምስ ደረቐ...
ብ ገብረስላሴ ኪሮስ ሃይሉ መእተዊ ዋና ዕላማ እዙ ፅሑፍ ምሁራን ተጋሩ ኣብ ኵለ መዳያዊ ምሕደራን ልምዓትን ትግራይ ዝነበሮምን ዘለዎምን ግደ ንምፍታሽ እዩ። ኣብ ትግራይ ምሁር...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ