ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ገና ካብ ብጉሓቱ ነይሩ፡ ኣብ መንጎ ስርዓት ኢትዮጵያን ህወሓትን ክካየድ ዝተብሃለ ድርድር፡ ብውፅኢቱ ‘ኣብ ጥፍኣት ትግራይ ኢትዮጵያ ናይ ምድሓን ዘተ ክኸውን እዩ’ ብምባል...
ሰሙናዊ መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ 1) ኣብ ህዝብና ዝወረደ ዓፀቦን ዘስዓቦ ጥሜትን ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዓፀቦን ከቢድ ጥሜትን ኣትዩ ይሳቐይ ከምዘሎ ንኹሉ ግሉፅ እዩ። ታሪኻዊ...
ንብሉፃት ሓሳባት ዝምቹ ባይታ ምፍጣርን ናይ ምትሕብባር ፖለቲካን ትግራይና ካብቲ ኣትያቶ ዘላ መሸንቁቕን ሓሳረ መከራን መዋፅኦታት ክኾኑ ኣብ ጠረጴዛ ዘለዉ ኣማረፅቲ ኮይኖም እንተብቅዑ፤ በቲ ኣብ ስልጣን...
ጥቅምቲ 2013 ኣ/ግ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝተኣወጀ ናይ ፅንተት ኩናት ኣቐዲምካ ግቡእ ኣቓልቦ፣ ወተሃደራዊ፣ ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን ምድላው ስለዘይተገበረሉ ‹‹ድሕንነት ህዝቢ ትግራይ ንምሕላው›› ቃል ዝኣተወ ኣካል መፅብዑ...
ኣብ ሞንጎ ትግራይን ኢትዮጵያን ዝተፈፀመ ግዝያዊ ስምምዕ ደው ምባል ተፃብኦ ስዒቡ፤ ስርዓት ኢትዮጵያን ህወሓትን ሕገ መንግስቲ መሰረት ዝገበረ ዘተን ድርድርን ንምግባር ድልውነቶም ከምዝወገኑ በቢወገኖም ይገልፁ ኣለዉ፡፡...
ሰሙናዊ መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ዛጊድ ካብ እንግድዓ ህዝቢ ትግራይ ዘይወረደ ናይ ፅንተት ተግባር ፀላእቲ ብዝተፈለየ ቅድን ኣገባብን እናቐፀለ እንትኸውን፤ “ኣብ ልዕሊ ሕፈስ ሰሙን ፅግዕ ይወፀን”...
ሰሙናዊ መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ 1. ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ኣዋርሕ ውሱን ለውጢ ዋላ’ኳ እንተሃለዎ፤ ሐዚ ‘ውን ኣብ ሰናይ ድልየትን ፍቓድን...
መብርሂ፦ እቱ ዝይስዕብ መግለፅን መርገፅን፡ ሳወት ኣብ ጕዳይ ‘ድርድር’ ትግራይን ኢትዮጵያን ከምኡ እውን ኣብ ርክባት ውድባት ትግራይን መንግስቲ ትግራይን ኣመልኪቱ ዘውፅኦ እዩ። ከም ዘለዎ ቀሪቡ ኣሎ።...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ