መርገፂ ሃገራውያን ውድባት ትግራይ ብኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ፣ ኣምሓራን መንግስቲ ኤርትራን ብሓባር ዝመርሑዎ፣ ዘራያት ካብዝን ካብትን ዝተኣኻኸብሉ ኲናት ምፅናት ዘርኢ ትግራይ ብዕሊ ጥቅምቲ 24/2013...
ሽዱሽተ ወርሒ ድሕሪ ቕትለት ሰለስተ መሳርሕትና ማሪያ: ቴድሮስን ዮሃንስን፡ ሙሉእ ምኽንያት መቕተሊኦምን ተሓታታይነትን ክሳብ ሕዚ ንፁር ኣይኰነን። ብ 24 ሰነ 2021 ኣቈፃፅራ ኣውሮዻ ኣብ ትግራይ ይጕዓዙ ምስ ዝነበሩ ኣተሓባባሪት ህጹጽ ኵነታት ዝዀነት ጓል 35 ዓመት ዝዕድመኣ ማሪያ ሄርናንደዝ፣ ወዲ 32 ዓመት ሓጋዚ ኣተሓባባሪ ህጹጽ ኵነታት ዝዀነ ዮሃንስ ሓለፎም ረዳን ወዲ 31 ዓመት ዝነበረ ገናሒ መኪና ቴድሮስ ገብረማሪያምን ዝነበረና ርክብ ተቛሪፁ። ብ 25 ሰነ 2021 ኣቈፃፅራ ኣውሮፓ ድማ እታ ይጕዓዙላ ዝነበሩ መኪና ጥርሓ...
ኣብ ቀረባ እዋን አብ ከተማ ወልድያ ዝተርአየ ሕጋውን ወተሃደራውን ጉዳያት ዘልዕል፤ ነገራት ዘተሓላልኽ ዝመስል ተጓንፎ ከም መልዐሊ ብ ምግባር፤ አብ ከተማታት ዝግበር ውግእ ብ ዝምልከት ዘለዉ...
ካብ መረባ ምስ ወጽኡ ን እቲ ዝርርብ ዝሰምዕ ዝነበረ ወዲ 17 ዓመት ዝዀነ ወዲ ሓፍተይ ደድሕሪኦም ክኽተሎም ጀመረ። ተመለስ ኢሎም ኣፈራሪሖም ግን ክምለስ ገይሮምዎ። ድሕሪኡ ዝተፈጠረ...
ካብ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ቅድሚ ኵሉን ልዕሊ ኵሉን ቀዳማይ ደርጊ 15 ሰነ 1980 ዓ/ም ኣብ ዕዳጋ ሓውዜን ደብዳብ ነፈርቲ ዝፈፀመሉ መበል 33 ዓመት መዓልቲ...
እህ! ናይ እማኖም ካብ ሞት ዘምለጡ መሲሉኒ ነይሩ ግን ኣይኰነን። ”ሎሚ እኳ ዘኢሞትና ደጊም ኣይንሞትይ እዛ ጓለይ” ዝብል ድምፂ ኣብ እዝነይ ገዲፎም ስዓት 4 ናይ ንጕሆ...
ይህ የጥፋት ዕቅድ የታቀደው ከአምስት ሚሊዮን ህዝብ ለ95 ሚሊዮን ህዝብ ነው ለዚህ ደሞ የህሊናና ሆድ እስረኞችን እንደ አቶ ኃይለማርያም ደሳለኝና መሰሎቻቸውን በመጠቀም ነው። ወደድንም ጠላንም ምርጫው...
ምስ ካልኣዩ ኣብ ኢድ ፀላኢ ሰራዊት ኤርትራ ዝወደቐ ትግራዋይ፡ ስለ ዝገበሩዎ፥ ዝበሉዎ፥ ዝስምዖ፥ ዝርአዮን ዝተዓዘቦን የዘንትው።
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ