Uncategorized
ምውፃእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ገለ ከባብታት ትግራይ
Published
2 years agoon
By
Tghatሰራዊት ኤርትራ ካብ ገለ ከባብታት ትግራይ ይወይእ ከም ዘሎ ይገር ኣሎ። ሻዕብያ፡ እቱ ምውፃእ ብዙሕ ብድዐ ክተፍአሉ መሪፁ ኣሎ። ከም ስነደ ክይዀን፡ ኣብ እዙይ ተቐሚጡ ኣሎ።
“ናቕፋ ፕረስ”
ይከኣሎ ንጉስ ኵናት ውሕሉል ቀማሪ
ዋርሳይ ጽኑዕ ፈጻሚ ሕድሪ
መንደላይ ፈጣን በዓል ሽኾ እግሪ
ትወናጨፍ ከም ቺታ ነብሪ
መን ከይህሉ ከማካ ተወርዋሪ
ከየላበካ ንጸላኢ ዝቀበርካ ትሕቲ ምድሪ
ዛዚምካዮ ዕዮኻ ብልዑል ክብሪ።
ናቅፋ ፕረስ
ድሕሪ ንግብረ-ሽበራውያን ጉጅለ ህውሓት ሕቁኣ ምስ ሰበራ፣ሓላዊ ወሰን ኣብ ኦምሓጀር ምስ ህዝቡ – ዓወቱ (ብድሪፍት) ይጽንብል።
ናቅፋ ፕረስ
ሰራዊት ኤርትራ ሓበነይ!
ናቅፋ ፕረስ
ሰራዊት ኤርትራ ሓበነይ!
ናቅፋ ፕረስ
“ናቕፋ ፕረስ” ዝተሃለ ኤርትራዊ ገፅ ፈይስቡክ ብ ዛዕባ እዙይ ብ ፎቶታትን ቪድዮታትን ኣዐጂቡ እዞም ዝይሽእቡ ብድዐታትን ትዕቢታትን ለጢፉ ኣሎ።
ብዛዕባ እዛ ቪድዮ፡ ናቕፋ ፕረስ ዝይስዕብ ለጢፉ።
ናቅፋ ፕረስ
ሓላዊ ወሰን ወግዓዊ ኣቀባብላ ኣብ ከተማ መንደፈራ !
ናቅፋ ፕረስ
ናቅፋ ፕረስ
ሓላዊ ወሰን ጂግና ሰራዊት ኤርትራ ንደመጃ ጸላኢና ዝኮነ ጃንዳ ወይነ ጠባብቕ ኣምሲሉ ካብቲ ሒዝዎ ዝጸንሐ ክልል ትግራይ ብሰላም ናብ ዓዱ ” Game over “ እንዳድመጸ ናብ ደሴት ሰላም ዝኮነት ሃገሩ ኤርትራ ይኣቱ ኣሎ። እንቋዕ ነዚ ኣርኣየካ ጅግና ህዝብና!! ሳላ’ቲ ሃገር ካብ ወራር ንምክልኻል ዝተኻየደ ዉሁድ ስራሕ፡ እንሆ ሎሚ ሃገርና ካብ ዝኾነ ይኹን ወራር ናጻ ኮይና ኣላ። ሳላ’ቲ ለይትን ቀትርን ኣዒንቱ ቀም ዘየብል ዋላታ ሃገር ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ሃገርና ስድሪ መሬታ ከየድፈረት ጸብለል ኢላ ወጺኣ ኣላ። ክብሪ ነዓካ ሓላዊ ወሰን!
ናቅፋ ፕረስ
ክብሪ ነዓካ ሓላዊ ወሰን።
ናቅፋ ፕረስ
ናቅፋ ፕረስ
ናቅፋ ፕረስ
“ሻዕብያ እንተፈተወ ይሽይም እንተጸልኣ ይሽምም”
ናቕፋ ፕረስ ኣብ ምስ ሓደ ነዊሕ ቪድዮ ከም እዙይ ይብል፦ “ሻዕብያ እንተዘይትህሉ ነይርካ፣ ሃገርና መዐንደሪ ደመኛታት ጸላእትና ምኾነት ኔራ፣ዋርሳይ እንተዘይትህሉ ነይርካ፣ ሎሚ ብዛዕባ ሃለዋት ስድራና ኣመና ምተሻቐልና ኔርና፣መንደላይ እንተዘይትህሉ ነይርካ፣ ዝርካቡ ንብረት ገዛና ተዘሚቱ፣ ዶብ ሰጊሩ ምሃለወ ኔሩ፣ንስኻ እንተዘይትህሉ ነይርካ፣ እታ ንፈትዋ ወላዲት ኣዴና እተን ንፈትወን ኣሓትና እንታይ ኮን ገይሮምን ኮን ይኾኑ ኢለ ኣመና ምተሻቐልና ነይርና፣ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣንታ መቕሰነይ፣ ሞጎስ ንዓኻ!ሰራዊት ኤርትራ ሓበነይ!ናቅፋ ፕረስ”
ናቅፋ ፕረስ
ናቅፋ ፕረስ
ክብሪ ነዓካ ጅግና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ
ናቅፋ ፕረስ
Center for research and documentation ማእከል ምርምርን ስነዳን ግዱሳት ሃገራዉያን
እዙይ ገፅ ፈይስቡክ ክዓ ዝይስዕቡ ኢሉ ኣሎ።
ልጊቃን ዓድዋ፡ “ንጥልያን ኣብ ኩናት ዓድዋ ስዒርናዮ” ብዝብል ናይ ሰኽራማት ትረኻ ህዝቦም ከጋግዩ ጸኒሖም’ዮም። እቲ ሓቃዊ ታሪኽ ጎዳጉዱ ብዙሕ’ኳ እንተኾነ፡ ኩናት ዓድዋ ግን ኣቦታት ኤርትራ ብሰናድርን ዋልታን ጭማራን ንሰራዊት ጥልያን ብድሎ ዝገጠሙሉ ኩናት’ዩ ኔሩ! ልሂቃን ዓድዋ፡ ኣብ ብዙሕ እዋናት “ተረፍ ጥልያን” ዝብል ናይ ሃላያት ቃላት ክደራብዩ’ዉን ይስምዑ። ንኤርትራዉያን ንምጽራፍ ተባሂሉ’ዩ ከምኡ ዝበሃል (ክሳብ ዝተረዳእናዮም)። ኣብ ዓድዋን ከባቢኣን ዝነበረ ከበባን ምድቓቕን፡ ኣርሓ ሰራዊት ኤርትራ ንብሩዝ ሰራዊት ጃንዳ ወያነ ብቕድሚት ብድሕሪት ብየማን ብጸጋም እንዳላኽዐ ኣኳዲዱዎ ክትሰምዕ እንከሎኻ ድማ፡ እምበኣር “ዓድዋ፡ ዓድዋ፡ ዓድዋ” ትንእግርቲ ኤርትራዊ ሓሞት’ዩ ኔሩ የብለካ! (ሓንቲ ኣደ ኣብ ዓድዋ ዝበለትና’ዩ– “ብርክኹም ይጽናዕ፡ ብሰላም እተዉ)!
ንከተማ ዓድዋ ንመበል ካልኣይ ጊዜ’የ ርእየያ። ኣብ’ቲ ድሕሪ ሕዳር 2020 ዝነበረ ኩናት ንፋልማይ ጊዜይ ርእየያ፡ ሕጂ ድማ ኣብ 2022 ንመበል ካልኣይ ጊዜ ርእየያ። ኣነ ብወገነይ፡ ኣብዘን ናይ ክልተ ጊዜ ተሞኩሮይ ታሪኽ ኣቦታተይ ደጊመ ደጋጊመ ዘመስከርኩሉ መድረኽ ርእየ። ኣብ ናይ ሓባር ታሪኽ ክዛረብ እንተድኣኮይነ ድማ፡ ትብዓት፡ ሓቦ፡ ጽንዓት፡ ጅግንነት፡ ተወፋይነት፡ ዕላማ ዝብሉ ኣምራት፡ ኣብ ማንም ኤርትራዊ እትርእዮ’ዩ ኔሩ። ነቶም “ንጥልያን ኣብ ዓድዋ ስዒርናዮ” ብዝብል ጓህማም ታሪኽ ነብሶም ከም እንቁርዖብ ነፊሖማ ዝጸንሑ ወየንቲ፡ ደጊምና ደጋጊምና ስሪኦም ኣፍቲሕናዮ። እታ ሓንቲ ተሕዝነኒ፡ መምህር ገብረኺዳን ክሳብ ሕጂ ዘይምንባሮም’ዩ።
እምበኣርከስ ኣብዚ ታሪኻዊ መድረኽ፡ ኤርትራዊ ሓሞት ድሕሪ ኣሽሓት ዓመታት፡ ታሪኽ ዓድዋ ታሪኽ መን ሙዃኑ ደጊሙ ኣመስኪሩ፡ “ጸወታ ኣብቂዑ” ከም ጭርሖ ኣንጎድጊዱ ናብ መሬት ዓደቡኡ ኣትዩ። ታሪኽ መለጋግቦ ወለዶታት እንክበሃል፡ ከምዚታት ምስ ኣጋጠመ’ዩ!
ሰላም ንህዝብታት ቐርኒ ኣፍሪቃ
መርበብ ስለያ
ካብ ባድመ
ሰራዊት ኤርትራ ዝገበሩዎ ናብ ትግሃት ዝተልኣኸልና
“ኣኣባላት ኣራዊት ሰራዊት ሻዕብያ ናብ ሆቴላት ኣትዮም መግቢ ምስ በልዑን ብሙሉእ ምስ ተገልገሉን ክፍሊት ከም ዘይፍፁምን፣ ድፍረት ረኺቡ ሒሳብ ክፈሉ ዝብሎም እንተረኺቦም ድማ ናብ ፅርግያ ወፂኦም ንዝሓልፍ ሰብ ናዓ ሒሳብ ክፈሎ ኢሎም ኣገዲዶም ከም ዘኽፍሉዎን የብለይን ወይ ድማ እምቢ ንዝበሎም ከዓ ወሲዶም ከም ዝስዉርዎን እዩ። እዚ ማዓልታዊ ተርእዮ እዩ።
ካልእ ድማ ሓንቲ ባዓልቲ ቤት ምግቢ ዝኾነት ነባሪት ከተማ ኣኽሱም ኣባላት ኣራዊት ሻዕብያ ኣብ ሆቴላ ምስ ተገልገሉ ክፍሊት ከይፈፀሙ ምስ ወፁ ፈሪሓ ሒሳብ ስለ ዘይበለቶም፣ ኣብቲ ከባቢ ዝንቀሳቐስ ዝነበረ ንሓደ ኣባል ፖሊስ ፌዴራል ሒሳብ ስለ ዘይከፈሉኒ ክህቡኒ ግበር ኢላቶ፤ ንሱ ንዑ ሒሳባ ሃቡዋ እንተበሎም ናብ ገፁ ዓኽታ እንቱፍ ኢሎምሉ፣ እስቲ እታ ቃል ድገማ በልዎ፣ ፈሪሑን ተሸቑሪሩን ፀጥ በለ። “ምን አይነት መንግስት ነዉ የገጠመን?” ብምባል ንምምሕዳር ኣብዪ እናማረረ ከደ። ሰላም ንዓኹም፣ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ! ዶር ዘሚካኤል ሃይላይ ካብ ሰራዊት ትግራይ(ግምባር)።”