መብርሂ፦ እቱ ዝይስዕብ መግለፅን መርገፅን፡ ሳወት ኣብ ጕዳይ ‘ድርድር’ ትግራይን ኢትዮጵያን ከምኡ እውን ኣብ ርክባት ውድባት ትግራይን መንግስቲ ትግራይን ኣመልኪቱ...
እዚ ዝይስዕብ ሰነድ፡ ብ ውድብ ናፅነት ትግራይ (ውናት) ብ ሚዝያ 2014 ተዳሊዉ፡ ኣብ ፎልደር ጕጕል እቱ ውድብ ዝተፈነወ እዩ። እቱ ሰነድ፡ እቱ ውድብ፡ ህሉው ኵነታት ቃልሲ...
መብርሂ፡ እዚ ስነድ ብ ውድብ ባይቶና ተዳሊው: 13 መስከረም 2014 : ኣብ ገፅ ፈይስቡክ እቱ ውድብ ዝተፈነወ እዩ። ቃልሲ ትግራይ ገምጊሙ፥ ምልከታን መርገፅን እቱ ውድብ ይገልፅ።...
ውናት ኣብ ብሄራዊ ድሕነት ትግራይ ዘንጸላለወ ሓደጋ ንምእላይ ለበዋ ዘቕረበሉ መልኽእትን ኣተሓሒዙ ዝልኣኾ ሓባሪን።
መብርሂ፡ እዚ ሰነድ፡ ብ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ (ሳወት) ተዳሊዉ፡ ብ 21 ሚያዝያ 2014 ዓም፡ ኣብ ገፅ ፈይስቡክ እቱ ውድብ ዝተፈነወ እዩ። እቱ ሰነድ፡ እቱ ውድብ...