ንብሉፃት ሓሳባት ዝምቹ ባይታ ምፍጣርን ናይ ምትሕብባር ፖለቲካን ትግራይና ካብቲ ኣትያቶ ዘላ መሸንቁቕን ሓሳረ መከራን መዋፅኦታት ክኾኑ ኣብ ጠረጴዛ ዘለዉ...
ብ ታዜና ተ.ሃ ፩. ዕንይንይ … እቶም ሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ዓሊ (ፒፒ) ካብታ ዝኣተዉላ ዕለት 20 ሕዳር (2013 ዓ.ም.) ኣትሒዞም፣ ኣብ መቐለ ‘ኣይትዅንኒ’ ዝዓይነቱ ብሓደ ኣንጎሎ...
ካብኣቶም ሓደ ኣብ መቐለ ወዲ ሰፈረይን ዓርከይን ዝነበረ ወዲ ብየመና ጥሜት መልክዑ ተቐዪሩ ከለልዮ ስለ ዘኢኸአልኹ እሱ ባዕሉ ፀዊዑ እዩ ሰላም ኢሉኒ። ልኣቶም ምስ ርእኹ ክልተ...
ካብኣቶም ሓደ ኣብ መቐለ ወዲ ሰፈረይን ዓርከይን ዝነበረ ወዲ ብየመና ጥሜት መልክዑ ተቐዪሩ ከለልዮ ስለ ዘኢኸአልኹ እሱ ባዕሉ ፀዊዑ እዩ ሰላም ኢሉኒ። ልኣቶም ምስ ርእኹ ክልተ...
ካብ መረባ ምስ ወጽኡ ን እቲ ዝርርብ ዝሰምዕ ዝነበረ ወዲ 17 ዓመት ዝዀነ ወዲ ሓፍተይ ደድሕሪኦም ክኽተሎም ጀመረ። ተመለስ ኢሎም ኣፈራሪሖም ግን ክምለስ ገይሮምዎ። ድሕሪኡ ዝተፈጠረ...
ሓገዝ ረድኤት ብዘይ ምንም ዓንቀፍቀፍ ንህዝብና ንምብፃሕ መንግስቲ ትግራይ ሎምውን ከም ወትሩ ድሉው እዩ። ቅድሚ ኵሉ ዓለምለኸ ማሕበረሰብ፣ ተሓለቕቲ ሰብአዊ መሰላት፣ ትካላት ገበርቲ ሰናይን አብ ልዕሊ...
ኣቦይ፡ ኣብ እቱ ዝሓለፈ ብረታዊ ቃልሲ ዝተሰወኦ መቓልስቱን ዓርኩን ል ምዝካር፡ ነጋሲ ኢሉ ዝሰመዮ ንኡሽተን ሓወይ፡ ኣብ እዚ ወራር ብ ቁምብላ ተቐቲሉ። ምስኡ ዝነበረት ሓፍተይ ግን...
እዚ ዝይስዕብ ሰንጠረዥ ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ፥ ጣብያ ድጉም ኣብ 52 ገዛውቲ ዝበፅሐ ዓይነትን መጠንን ዕንወት ዝየርእይ እዩ። ተ.ቍ ሙሉእ ስም ዓይነት ንብረት ዓይነት ጕድኣት ፍልፍል...
ብ ዕለት 16፥ 17 ወ 18 ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያ ኣብ ድጉም ብዙሓት ሰባት ቀቲሎም እዮም።
መቀሌም "safe" እንዳልሆነ ውስጣችን እየነገረን ነበር። የምንገባበት ጥግ አጣን። አንድ ጓደኛዬ እሷ ጋር መውለድ እንደምችል ስለነገረችን ለቤተሰቦቿ የተወሰነ ብር ሰጠናቸው። ከስራ ሳንናገር ስለወጣን ባለቤቴ እረፍት ለመሙላት...