Connect with us

Report

ፎቶታትን መብርህታትን ኣብ ድጉም ክልተ ኣውላዕሎ ዝተቐተሉ ወገናት

ብ ዕለት 16፥ 17 ወ 18 ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያ ኣብ ድጉም ብዙሓት ሰባት ቀቲሎም እዮም።

Published

on

  ብ ዕለት 16፥ 17፥ 18 ሕዳር፡ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያ ኣብ ድጉም ብዙሓት ሰባት ቀቲሎም እዮም። እዞም ዝይስዕቡ ገሊኦም እዮም።

ቍፅሪፎቶመብርሂ
1C:\Users\User\Desktop\aaaaaaaaaaaa.jpgመምህር ተወልደ  ፅጋብ  ልኣከ 
ፆታ፡  ተባ 
ዕድመ፡  32 
ደረጃ ትምህርቲ፡ ዲፕሎማ

ብዕለት 17/3/2013 ሂወቱ ንምውፃእ ተሓቢኡሉ ካብ ዝነበረ ቦታ ብምውሳድ ብወታደራት ሻዕብያ ኣብ በረኻ ዝተረሸነ።
 ፍልፍል፡ ስድራ   
2C:\Users\User\Desktop\New folder\keshi redae ~2.jpg
ቀሺ ረዳኢ  ካሕሳይ  ስብሃቱ 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 71 
ደረጃ ት/ቲ፡ መራሒ ሃይማኖት 

ብዕለት 17/3/2013 ዓ/ም ካብ ቤተ ክርስትያን ወፂኦም ናብ ገዝኦም እንትምለሱ ብወታደራት ሻዕብያ ኣብ መንገዲ ዝተረሸኑ። 
 ፍልፍል፡ ስድራ    
3
C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20160101_112058~2.jpg
ኣቶ ገብረዮውሃንስ  ፀጋይ  
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 65   

 ብዕለት 17/3/2013 ዓ/ም ካብ በረኻ ከፍቲ (እንስሳ) ሒዞም ናብ ገዝኦም እንትምለሱ ኣብ መንገዲ ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ዝተረሸኑ።
 ፍልፍል፡ ስድራ
4C:\Users\User\Desktop\ተስፋይ\IMG_20160104_214544~2.jpg
ወይዘሮ ህሪት  ተኽለሃይማኖት  
ፆታ፡  ኣነ 
ዕድመ፡ 75

ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ሂወተን ንምትራፍ ካብ ገዝአን ወፂአን እንትኸዳ ብከቢድ ምስ ጓለን ሂወተን ዝሓለፋ (ኣብ ተ.ቁ 5 ዘላ ጓለን እያ)።
  ፍልፍል፡ ስድራ  
5C:\Users\User\Desktop\ተስፋይ\IMG_20160104_214514~2.jpg
ወይዘሮ ኣፅብሃ  ተስፋይ  ገብሩ 
ፆታ፡ ኣነ 
ዕድመ፡ 45 
ደረጃ ት/ቲ፡ 6ይ 

ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ሂወተን ንምትራፍ ካብ ገዝኣ ወፂኣ እንትኸድ ብከቢድ ምስ ወላዲታ ሂወታ ዝሓለፈ(ኣብ ተ.ቁ 4 ዘለዋ ወላዲታ እየን)። 
 ፍልፍል፡ ስድራ
6C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20200901_160746_2.jpg
ተስፋይ ኣለማት ንጉሰ 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 21 
ደረጃ ት/ቲ፡ 4ይ 

ብዕለት 21/3/2013 ዓ/ም ሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ብፅርግያ እንትሓልፉ ስለዝረኸብዎ ኣብ ፅርግያ ዝተረሸነ።
 ፍልፍል፡ ስድራ
7ካልኣዩ  ገብረኣነንያ  ትኩእ 
 ፆታ፡ ተባ 
 ዕድመ፡ 31 
 ደረጃ ት/ቲ፡ 1ይ ድግሪ (ኢንጅነር)
 
 ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ካብ ደቁን በዓልቲ ገዝኡን ፈልዮም ብምውሳድ ኣብ በረኻ ብወታደራት ኣብዪ ኣሕመድ ዝተረሸነ።
 ፍልፍል፡ ስድራ
8C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20210506_082052~2.jpg
ኣፈወርቂ  ሃይለማርያም  ተስፋይ 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 45 
ደረጃ ት/ቲ፡ ዲግሪ 
    
ብዕለት 21/3/2013 ዓ/ም ኣብ በረኻ ብሰራዊት ሻዕብያ ዝተረሸነ።
 ፍልፍል፡ ስድራ
9C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20160101_054919~2.jpg
ኣቶ ኣረጋይ  ኣስመላሽ  እንደሻው 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 47 
ደረጃት/ቲ፡ 5ይ 
          
ብዕለት 17/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ሻዕብያ ኣብ በረኻ ዝተረሸነ።  
 ፍልፍል፡ ስድራ
10C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20210505_124253~2.jpg
ሃለቃ ሕሸ  መንግስቱ ኣብርሃ 
ፆታ፡ ተባ
ዕድመ፡ 60 
ደረጃ ት/ቲ፡ ዲያቆን 
         
ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ሻዕብያ ኣብ በረኻ ተረሺኖም። 
 ፍልፍል፡ ስድራ
11ሃፍቶም  መብራህቱ ሓጎስ 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 17 
ደረጃ ት/ቲ፡ 8ይ 
         
ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ምስ ክልተ መሓዙቱን ዓብዪ ሓዉን ካብ ገዝኡ ኣውፂኦም ብጥይት ድሕሪ ምርሻን ሃፍቶምን ክልተ መሓዝቱን ሽዑ ንሽዑ ሂወቶም እንትሓልፉ ዓብዪ ሓዉ ግን ከምዝሞተ ሂወቱ ሓቢኡ ስለዝደቀሰ ብሂወት ክተርፍ ክኢሉ እዩ። 
 ፍልፍል፡ ስድራን ካብ ሞት ዝተረፈ ዓብዪ ሓዉን
12C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20160102_232839_608.JPG
 
መዓርግ  መብራህቱ  ሓጎስ 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 19 
ደረጃ ት/ቲ፡ ዲፕሎም 
            
ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ምስ ኣብ ቁፅሪ 11 ዝተጠቐሰ ንእሽተይ ሓዉን ክልተ መሓዙቱን ብጥይት ምስ ተወቕዐ ከም ዝሞተ ሂወቱ ሓቢኡ ስለ ዝደቀሰ ብሂወት ክተርፍ ክኢሉ እዩ። ነገር ግን በቲ ዝበፅሖ መጥቃዕቲ ናይ ኣካል ጕድኣት ሰለባ ኰይኑ እግሩ ክንቀሳቐስ የፀግመሉ ኣሎ። ክሳዕ ሐዚ እውን ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ክረክብ ኣይከኣለን።
 ፍልፍል፡ ባዕሉ    
13C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20160101_033702~2.jpg
 
ገብረስላሴ ኣታኽልቲ  ይርጋው 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 21 
ደረጃ ት/ቲ፡ 7ይ 
          
ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ምስ ኣብ ተ.ቁ 11 ዝተጠቀሰ  ሃፍቶም መብራህቱ ብሓንሳብ ኣብ ገዛ ስለ ዝረኸብዎም ናብ ደገ ኣውፂኦም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ዝተረሸነ።
 ፍልፍል፡ ስድራ  
14C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20160101_033746~2.jpg
ክብሮም  ኣታክልቲ  ኢርጋው 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 23 
ደረጃ ት/ቲ፡ 9ይ 
            
ዓብዪ ሓዉ ን ገብረስላሴ ኣታኽልቲ (ቍፅሪ 13) እንትዀን ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ካብ ገዘኡ ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ብረት ክትሽከም ኢኻ ኢሎም ድሕሪ ምውሳድ ናብ ገዝኡ ዘኢተመለሰን ክሳዕ ሐዚ ሃለዋቱ ዘኢተፈለጠን። 
 ፍልፍል፡ ስድራ    
15C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20160101_075713~2.jpg
ሃይለስላሴ  ሸሻይ ለማ 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 24 
ደረጃ ት/ቲ፡  10ይ
             
ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ካብ ገዝኡ ተወሲዱ ብረት እናሸከምዎ ምስ ውዓልሉ መጨረሽኡ ኣብ በረኻ ዝረሸኑዎ።
 ፍልፍል፡ ስድራ        
16C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20200517_060111_1~2.jpg

ፀጋይ ሕሸ ተኽለችኣል  
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 30 
ደረጃ ት/ቲ፡ 4ይ 
          
ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ምስ ክልተ ርእሱ (ምስ ኣብ ተ.ቁ  11ን 13ን ዝተጠቐሱ) ብጥይት ዝተረሸነ።
 ፍልፍል፡ ስድራ    
17C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20180101_090638.jpg

ፅገ  ትካው  ዘገየ 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 23 
ደረጃ ት/ቲ፡ 8ይ 
             
ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ካብ ገዝኡ ተወሲዱ ብረት ኣሸክሞምዎ ምስ ውዓሉ መጨረሽኡ ኣብ በረኻ ዝተረሸነ። 
 ፍልፍል፡ ስድራ    
18C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20160101_033630~2.jpg

ወልደገብርኤል ካሕሱ ታደለ 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 40 
ደረጃ ት/ቲ፡ 10ይ 
        
ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ሻዕብያ ኣብ በረኻ ዝተረሸነ።
 ፍልፍል፡ ስድራ    
19ኣቶ ገብረመድህን  ለማ 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 75   
          
ብዕለት 17/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ገዛ ዝተቐተሉ።
 ፍልፍል፡ ስድራ
20C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20210511_114854_8~3.jpg
ኣብርሃ በላይ ገብረመድህን 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 28 
ደረጃ ት/ቲ፡ 8ይ 
           
ብዕለት 17/3/2013 ዓ/ም ብ ሰራዊት ሻዕብያ ካብ ገዝኡ ተሲሩ ተወሲዱ ኣብ ፀግዒ ገዛ ናይ ካሊእ ገባር ብጥይት ተቐቲሉ ዝተረኸበ። 
 ፍልፍል፡ ስድራ    
21C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20210505_123335_0~2.jpg

ኣቶ ገብረመስቀል  ተስፋይ ገብረማርያም 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 74   
         
ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ገዝኦም ብጥይት ተወቂዖም ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ሂወቶም ዝሓለፈ።
 ፍልፍል፡ ስድራ    
22C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20210507_104817_0~2.jpg

ሃይለማርያም  ገብረስላሴ ገብሩ 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 28 
ደረጃ ት/ቲ፡ 7ይ 
          
ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ገዝኡ ዝተረሸነ።
 ፍልፍል፡ ስድራ    
23C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20210505_145537_2~2.jpg

ኣቶ ተስፋይ መለስ ገብረመድህን 
ፆታ፡ ተባ
ዕድመ፡ 85
ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ገዝኦም ዝተረሸኑ።
 ፍልፍል፡ ስድራ    
24C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20210505_152525_6~2.jpgኣቶ ገብረእግዚኣብሄር ገራሰ  ተፈሪ 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 80   
          
ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ገዝኦም ዝተረሸኑ።
 ፍልፍል፡ ስድራ    
25C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20210505_153223_2~2.jpg




ኣቶ ወልደገብርኤል ገራሰ  ተፈሪ 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 75 
          
 ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ገዝኦም ዝተረሸኑ። (ንእሽተይ ሓዎም ኣብ ተ.ቍ 23 ንዘለዉ)።
 ፍልፍል፡ ስድራ    
26 ህንፃ  ሙኡዝ  ኣረጋዊ 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 18 
ደረጃ ት/ቲ፡ 6ይ 
            
ብዕለት 17/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ በረኻ ዝተረሸነ።
 ፍልፍል፡ ስድራ    
27C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20210505_145439_150~2.jpgኣቶ ሃይለስላሴ  ወልደገብርኤል  ንጉሰ 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 85   
           
ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ገዝኦም ዝተረሸኑ።
 ፍልፍል፡ ስድራ    
28C:\Users\User\Desktop\New folder\IMG_20210505_151241_388~2.jpg
 
ኣቶ ገብረእግዚኣብሄር ገብረስላሴ  ገብረመድህን 
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 70   
          
ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም ብሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ገዝኦም ዝተረሸኑ።
 ፍልፍል፡ ስድራ    
29ኣቶ ገብረእየሱስ ኣፅብሃ ፃዕዱ
ፆታ፡ ተባ 
ዕድመ፡ 70   
          
ብዕለት 18/3/2013 ዓ/ም በሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ገዝኦም ዝተረሸኑ።
 ፍልፍል፡ ስድራ
30ቅሳነት  ጕዳፍ  ዘነበ 
ፆታ፡  ኣነ 
ዕድመ፡ 4   
         
ብዕለት 16/3/2013 ዓ/ም ኣብ ውሽጢ ገዝኣ እናሃለውት ብከቢድ ተደብዲባ ሂወታ ዝሓለፈት።
 ፍልፍል፡   ስድራ  
ኣስማትን መብርህታትን ግዳያት ኣብ ድጉም ክልተ ኣውላዕሎ ዝተፈፀሙ ቅትለታት

Continue Reading
2 Comments

2 Comments

  1. Abadi Hayleslassie

    May 24, 2021 at 8:05 am

    Heart breaks down…

  2. DekiAdigudem

    May 23, 2021 at 3:28 pm

    Colonel Abiy Ahmed’s diplomats claim that Ethiopia is committed to ensure withdrawal of Eritrean troops from Tigray , but Ethiopia don’t want to go to war with Eritrea to save the region from extra turmoil.They expect the intl community to take their excuse as a Spoonful of sugar helps the medicine go down.

    Upon hearing such pretext, the Amhara militia and Amhara killing youth mercenaries,locally names “Fano” and many Amhara diasporas who are supporting Prosperity party are breaking out in a cold sweat. This is happening to them because they cannot spend a single week in the sacred soil of Tigray soon after Eritrean troops left Tigray.

    Amhara invading forces are sweating buckets as to why they knew they cannot fight independently against TDF. They are simply too yellow-bellied to defend themselves .

Leave a Reply

Cancel reply

Your email address will not be published.

Copyright © TGHAT