ውግእ ከተማ፣ ሓፂር ሓተታ ሕጊ

ኣብ ቀረባ እዋን አብ ከተማ ወልድያ ዝተርአየ ሕጋውን ወተሃደራውን ጉዳያት ዘልዕል፤ ነገራት ዘተሓላልኽ ዝመስል ተጓንፎ ከም መልዐሊ ብ ምግባር፤ አብ ከተማታት ዝግበር ውግእ ብ ዝምልከት ዘለዉ ሕጋዊ ማዕቐፋት እንታይ ከም ዝይመስሉ ሓፂር መብርሂ ከም ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።

Continue Reading ውግእ ከተማ፣ ሓፂር ሓተታ ሕጊ