ብ ጓንሸ ሓድጉ ‘ቈልዓ ብ ንእሱ ቈርበት ብ ርሕሱ’ ይብሉ ወለዲ እንትይምስሉ። ቈርበት ናብ ዝደለኻዮ ዓይነት ቅርፅን መልክዕን ን ምትሓዝ...
ብ ገብረሂወት ሃይለማርያም ኣብርሃ መእተዊ ህዝቢ ትግራይ ኣብ እዛ ሎሚ ቀርኒ ኣፍሪካ ተብሂላ ዝትፅዋዕ ዞባ ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ዝነበረ ኰይኑ መስተንክራዊ ታሪኽን ስልጣነን ዝወነነ ህዝቢ ካብ...
ብ ንጉስ ኣረፈ ገብረመድህን ዓበይቲ ዓዲ ተጋሩ እንትይምስሉ “ካበይ ከም ዝነጥር ዘኢይፈልጥ ኣበይ ከም ዝዓይርፍ ኣይይፈልጥን” ይብሉ። መልዐሊኡን መዕረፊኡን ዘኢይፍልጥ ኣንፈት ቃልሲ እዉን ምዕንፃሉ ኣይይተርፎን። ኣብ...
ናብ ኣተሓባባሪ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ መእተዊ ንብዙሕ እዋናት እናተዋህለሉ ዝመፅኡ ፀገማትናን፤ ውፅኢት ናይ እቲ ናይ ሕዚ ኲናት ዝዀኑ ዝተሓላለኹ ፀገማትን ተደማሚሮም ህፁፅ ፍታሕ ዝጠልቡ ኣዝዮም ገዘፍቲ ኵለመዳያዊ...