ብ ጎይትኦም ገብረእግዚኣብሔር ኣይተ ታደሰ ገብሩ ነባሪ ቍሸት መገንዓ፡ ጣብያ ዓምዲ ወያነ ደብረ ሓይላ፡ ወረዳ ሳምረ ዞባ ደቡብ ምብራቕ እዩ። ኣቦ...
ኣብ ትግራይ ግዝያዊ መንግስቲ ይጣየሽ ከም ዘሎ ዝየርእዩ ከይድታት ኣለዉ። እዙይ ስራሕ ዝይዓዪይ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ እውን ተጣዪሹ፥ ይሰርሕ ከም ዘሎ እዩ። እቶም ከይድታት ምስረታ ኣተሓበሪ ኮሚቴን...