Connect with us

Goitom Aregawi (Ztseat)

ዘፅኣት ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ስፔሻሊስት ሓኪምን መምህርን እዩ። ካብኡ ወፃኢ ክዓ ኣቦ መንበር ሰብ ሕድሪ ሲቪል ማሕበር እዩ፥ ኣብ ማሕበራዊን ፖለቲካዊን ጕዳያት ትግራይን ቀርኒ ኣፍሪቃን እውን ይነጥፍ።