ሰሙናዊ መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ 1) ኣብ ህዝብና ዝወረደ ዓፀቦን ዘስዓቦ ጥሜትን ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዓፀቦን ከቢድ ጥሜትን ኣትዩ...
ጥቅምቲ 2013 ኣ/ግ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝተኣወጀ ናይ ፅንተት ኩናት ኣቐዲምካ ግቡእ ኣቓልቦ፣ ወተሃደራዊ፣ ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን ምድላው ስለዘይተገበረሉ ‹‹ድሕንነት ህዝቢ ትግራይ ንምሕላው›› ቃል ዝኣተወ ኣካል መፅብዑ...
ኣብ ሞንጎ ትግራይን ኢትዮጵያን ዝተፈፀመ ግዝያዊ ስምምዕ ደው ምባል ተፃብኦ ስዒቡ፤ ስርዓት ኢትዮጵያን ህወሓትን ሕገ መንግስቲ መሰረት ዝገበረ ዘተን ድርድርን ንምግባር ድልውነቶም ከምዝወገኑ በቢወገኖም ይገልፁ ኣለዉ፡፡...
ሰሙናዊ መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ዛጊድ ካብ እንግድዓ ህዝቢ ትግራይ ዘይወረደ ናይ ፅንተት ተግባር ፀላእቲ ብዝተፈለየ ቅድን ኣገባብን እናቐፀለ እንትኸውን፤ “ኣብ ልዕሊ ሕፈስ ሰሙን ፅግዕ ይወፀን”...
ሰሙናዊ መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ 1. ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ኣዋርሕ ውሱን ለውጢ ዋላ’ኳ እንተሃለዎ፤ ሐዚ ‘ውን ኣብ ሰናይ ድልየትን ፍቓድን...
መብርሂ፦ እቱ ዝይስዕብ መግለፅን መርገፅን፡ ሳወት ኣብ ጕዳይ ‘ድርድር’ ትግራይን ኢትዮጵያን ከምኡ እውን ኣብ ርክባት ውድባት ትግራይን መንግስቲ ትግራይን ኣመልኪቱ ዘውፅኦ እዩ። ከም ዘለዎ ቀሪቡ ኣሎ።...
ብምኽንያት መስዋእቲ ተጋዳላይ ሜጀር ጀነራል ገብረመድህን ፍቓዱ (ወዲ ነጮ) ዝወፀ መግለፂ ሓዘን መንግስቲ ትግራይቅድሚ ኩልን ልዕሊ ኹሉን ካብ ዕድመ ንእስነቱ ጀሚሩ ክሳብ ዕለተ መስዋእቲ ህዝብን ሉኣላውነት...
መብርሂ፡ እዚ ስነድ ብ ውድብ ባይቶና ተዳሊው: 13 መስከረም 2014 : ኣብ ገፅ ፈይስቡክ እቱ ውድብ ዝተፈነወ እዩ። ቃልሲ ትግራይ ገምጊሙ፥ ምልከታን መርገፅን እቱ ውድብ ይገልፅ።...
ኩሎም ዓቕምታትና ፀንቂቕና ብምጥቃም ህላወን ረብሓን ትግራይ ነውሕስ! ህዝብና ንዝሓለፉ 14 ኣዋርሕ ኣብ ከቢድን ዘስካሕክሕን ዓፀቦ ይርከብ፡፡ ፀላእቲ ትግራይን ትግራዋይነትን ብዝተዋደደን ዝተናበበን ትልሚ ዝኣወጅዎ ከይዲ ምፅናት...
ውናት ኣብ ብሄራዊ ድሕነት ትግራይ ዘንጸላለወ ሓደጋ ንምእላይ ለበዋ ዘቕረበሉ መልኽእትን ኣተሓሒዙ ዝልኣኾ ሓባሪን።