ብዕለት 28/04/2013 ዓም ንጕሆ ኣስታት ስዓት 12:30 እቲ ውግእ ገና እንተ ኢተዛዘመ ሓዱሽ ተወሳኺ ወታደር ናብ'ቲ ጣብያ ይኣትዉ። ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ድማ ናብ በረኻታት የንሳሕቡ። ብዝበፅሖም...
ስለ ዝዀነ ድማ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዝትነብሩ ተጋሩ ኦርቶዶክሳውያን ኵልኹም ናይ እቲ ማሕበርና ዕላማን ከይድን ተገንዚብኩም ኣድላዪ ዝዀነ ሞያዊ ሓገዝ ክትገብሩ ብኽብሪ እናጸዋዕና፡ ካብ ማሕበርና ሓገዝን...
ድሕሪ ዒስራ ዓመታት ኣዕይንታ ብሕክምና ንእሽተይ ክርእያ ተገይሩ። ግን ገና ዓመታት እንተየቍፀራ ንዓመታት ዝዛረየ ዒላ ንብዓት ዳግማይ ፈልፊሉ። ኣነ እውን ህፃን ኰይነ ብዛንታ ዝፈልጦ ንብዓት ኣደይ….ኣደ...
መቀሌም "safe" እንዳልሆነ ውስጣችን እየነገረን ነበር። የምንገባበት ጥግ አጣን። አንድ ጓደኛዬ እሷ ጋር መውለድ እንደምችል ስለነገረችን ለቤተሰቦቿ የተወሰነ ብር ሰጠናቸው። ከስራ ሳንናገር ስለወጣን ባለቤቴ እረፍት ለመሙላት...
ስለዚህ ጦርነት ሳስብ በነገሮች አለመጎዳቴን ሳውቅ ህይወት ሁለተኛ እድል እንደሰጠችኝ ፈጣሪም የቤተሰቤን እንባ እና ፀሎት እንደተቀበለ አምናለሁ።
ዕለት 10/6/2013 ዓ.ም መግለፂ ቅዋም ሰራሕተኛታት ሃገረ ስብከት መቐለ፣ ሰራሕተኛታት ኣብ ትሕቲ እቱ ሃገረ ስብከት ዝመሓደራ ክልተ ኣብያተ ክህነት ወረዳ፣ አመሓደርቲ 45 ገዳማትን ኣድባራትን ንሕና ኣብ...
እታ ተዅሲ ዝተጀመረትላ መዓልቲ ሰሉስ ምንባራ እዝክር። ምስ መሓዙተይ ቢራ እናሰይተና ነዉግዕ፣ ንስሕቕ፣ ንቀላለድ ነይርና። ኣብ ወግዕና፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተሓፀየት መሓዛና፡ መርዓኣ መኣዝ ከም ዝዀን፣...
ብዕለት 3 ሕዳር ድማ ብዙሓት ሬሳታት ኣብ መንገዲታት እታ ኸተማ ምርኣይ ጀመርና። ኣነ ብዓይነይ ዝርኣይኹዎም 13 ይበጽሑ። ብድምር ልዕሊ 20 ዝዀኑ ሰባት ብዕለት 2 ሕዳር ተቐቲሎም...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ