ሕዳር 2፡ 2013 ኣብ ሸራሮ እንታይ ተፈፀመ? (ካልኣይ ክፋል)
ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ'ቲ ሃዲሙሉ ዝነበረ ኤርትራ ብ ሕዳር 02፡ 2013 ብ ሰራዊት ኤሪትራ ተዓጂቡን ተሓጊዙን ስዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ከተማ ሸራሮ በጽሐ። ሰራዊት ትግራይ፡ ቅድሚ ክልተ መዓልቲ ካብ’ቲ ከባቢ ለቒቑ ከይዱ ነበረ።
Continue Reading
ሕዳር 2፡ 2013 ኣብ ሸራሮ እንታይ ተፈፀመ? (ካልኣይ ክፋል)