ኢትዮዽያ፡ ን ቕትለት ኣብ ትግራይ ዝተቐተሉ ሰራሕተኛታት ዶብ ኣልቦ ማሕበር ሓኻይም ዝዀኑ ማሪያ: ቴድሮስ ከምኡ ውን ዮሃንስ ክሳብ ሕዚ ሓላፍነት ዝወሰደ የለን
ነርስ ኤም ኤስ ኤፍ ዝዀነት ናያራ ፡ ርጕዲ ጭዋዳ ኢድ ሓንቲ ኣዲኣ ናብ ኣብ ቊሸት ዓዲ ፍታው ዝትርከብ ተንቀሳቓሲት ክሊኒክ ል ምኽሪ ዘምፅአታ ህጻን እንትትዕቅን።

ኢትዮዽያ፡ ን ቕትለት ኣብ ትግራይ ዝተቐተሉ ሰራሕተኛታት ዶብ ኣልቦ ማሕበር ሓኻይም ዝዀኑ ማሪያ: ቴድሮስ ከምኡ ውን ዮሃንስ ክሳብ ሕዚ ሓላፍነት ዝወሰደ የለን

ሽዱሽተ ወርሒ ድሕሪ ቕትለት ሰለስተ መሳርሕትና ማሪያ: ቴድሮስን ዮሃንስን፡  ሙሉእ ምኽንያት መቕተሊኦምን ተሓታታይነትን ክሳብ ሕዚ ንፁር ኣይኰነን። ብ 24 ሰነ 2021 ኣቈፃፅራ ኣውሮዻ ኣብ ትግራይ ይጕዓዙ ምስ ዝነበሩ ኣተሓባባሪት ህጹጽ ኵነታት ዝዀነት ጓል 35 ዓመት ዝዕድመኣ ማሪያ ሄርናንደዝ፣ ወዲ 32 ዓመት ሓጋዚ ኣተሓባባሪ ህጹጽ ኵነታት ዝዀነ ዮሃንስ ሓለፎም ረዳን ወዲ 31 ዓመት ዝነበረ ገናሒ መኪና ቴድሮስ ገብረማሪያምን ዝነበረና ርክብ ተቛሪፁ። ብ 25 ሰነ 2021 ኣቈፃፅራ ኣውሮፓ ድማ እታ ይጕዓዙላ ዝነበሩ መኪና ጥርሓ እንትትርከብ ሒደት ሜትራት ርሒቑ ድማ ሬሳታቶም ተረኺቡ። ዶብ…

Continue Reading ኢትዮዽያ፡ ን ቕትለት ኣብ ትግራይ ዝተቐተሉ ሰራሕተኛታት ዶብ ኣልቦ ማሕበር ሓኻይም ዝዀኑ ማሪያ: ቴድሮስ ከምኡ ውን ዮሃንስ ክሳብ ሕዚ ሓላፍነት ዝወሰደ የለን