ስድራ ኣደይ ሰላስ መሊሳ ጐዲላ! ኣደይ ስላስ ብሰንኪ ስእነት መድሓኒት ብዕለት 23 ታሕሳስ ዓሪፈን፤ ጓለን ወ/ሮ ጻድቃን ድማ ብዕለት 27 ታሕሳስ ወራሪ ሰራዊት ኤርትራ ደብዳብ መዳፍዕ...
ሕዚ ግና ሙሉእ ብሙሉእ ብሰራዊት ሻዕብያ ዓንኒዉን መዓስከር ሰራዊት ኰይኑን ይርከብ። ካብ ማዕጾ ጀሚሩ ኣብ እቲ ሆስፒታል ዝነበሩ ንብረታትን ናውቲ ሕክምናን ሙሉእ ብሙሉእ ተዘሪፎም እዮም። ምሳሌታት...
ገለ ውልቀ ሰብ መዚ እዘን ሃገራትን ገለ ኣብ እዘን ሃገራት ዘለው ፈጠርቲ ፅዕንቶ ሰባትን ብውልቀኦም በቲ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ንምግላፁን ንምሕሳቡን ዝኸብድ...
እታ ተዅሲ ዝተጀመረትላ መዓልቲ ሰሉስ ምንባራ እዝክር። ምስ መሓዙተይ ቢራ እናሰይተና ነዉግዕ፣ ንስሕቕ፣ ንቀላለድ ነይርና። ኣብ ወግዕና፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተሓፀየት መሓዛና፡ መርዓኣ መኣዝ ከም ዝዀን፣...
ህዝቢ ትግራይ: ሃለዋቱን ድሕንነቱን ንምሕላው ባዕሉ ንባዕሉ ናይ ምምሕዳር መሰሉ ንምትግባር ፀኒዑ ስለ ዝተቓለሰን ብኣሃዳዊ ስርዓት ፋሽሽታዊ ጕጅለ ኣብይ ኣሕመድ ኣይእርገፅን ኢሉ ዴሞክራስያዊ መረፃ ስለ ዘካየደን...
ጸልማት ብብርሃን ንምቕንጣጥ ይካየድ ኣብ ዘሎ ቃልሲ ድማ፡ ርትዓውነትን መትከላውነትን ዓብዪ ግደ ስለ ዘለዎም፡ ብብልሓት ንቃለስ። ህዝብና ነንቅሓዮ፣ ዋጋ ናጽነት ክሽቈሮ ንግበር፣ ካብ ጽግዕተኛ ኣተሓሳስባ ኢትዮጵያውነት...
ህዝቢ፡ ኣብ ዙርያ መቐለ ናብ ዘለዋ ኸባብታት ከይዱ ካብ ዘዕቘበለን ቦታታት ናብ መቐለ ዝተመለሰ፡ ኵነታት ናብ ንቡር ስለ ዝተመለሰ ኣይነበረን። ኵሉ ከባቢ ትግራይ ካብ ተዅስን መድፍዕን...
19 ሕዳር 2013 መቐለ ህዝቢ ኣብ ኸቢድ ውጥረትን ጭንቀትን ዝወዓለሉ ፀልማት መዓልቲ እዩ። ህዝቢ መቐለ ሐዚ ደምሰሱና ሐዚ ጠፋእና እናበለ ከብዱ ሓቚፉ ዝወዓለሉ። ኣደታት፡ ህፃውንቲ ደቀን...
ብዕለት 19/04/2013 ዓ/ም ካብ ከተማ ሽረ ናብ ሑመራ ዝመፃእኹም፡ ሑመራ ሰላም ስለ ዝኾነት ንዓድኹም ተመለሱ ኢሎም ብ 6ተ ተስሓብቲ መኻይን ፅዒኖም ናብ ከትማ ሑመራ አምፂኦምዎም ‘ዮም።...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ