ኣብ ትግራይ ዝካየድ ንዘሎ ኲናት ንምኹናን ዚወጸ መግለጺ መንበረ ጵጵስና። “እምበኣርስከ እዚ ቃል እዚ ንገሮም፥ እታ ድንግል ጓል ሕዝበይ ብብርቱዕ መውቃዕቲ፥ ብዘሰቂ ቁስሊ ተሰቢራ እያ እሞ፥...
ወራሪ ስርዓት ሻዕብያን ስርዓት ኣቢይን ኣብ ልዕሊ ንጹህ ህዝቢ ትግራይ ዝኣወጆ ኲናት ከባቢ ክልተ ዓመት እኳ እንትቑጸረ፡ እንሆ ሕጂ ውን ዳግማይ ጀሚሩ ይርከብ። ፋሽሽታውያን ስርዓታት ህግደፍን...
ጥቅምቲ 24/2013 ኣ.ግ ነይሩ ንሰለስተ ዓሰርተ ዓመታት ክፈሓስ ዝፀነሐ ህዝቢ ትግራይ ናይ ምፅናት ‘ፕሮጀክት’ ብዕሊ ኹናት ብምኽፋት ፀግዒ ክፍኣ-ተግባራቱ ዝገለፀ። እነሆ ድማ እዚ ዘርኢ ናይ ምፅናት...
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ትግራይን ብሳልሳይ ወገን ኣቢሉ ብዝተበፅሐ ናይ ተናፀል ሰብኣዊ ተፃብኦ ደው ምባል ምርድዳእ መሰረት ንዝሓለፉ ልዕሊ 6ተ ኣዋርሕ ኣብ መንጎ ምክልኻል ሰራዊት...
ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ገና ካብ ብጉሓቱ ነይሩ፡ ኣብ መንጎ ስርዓት ኢትዮጵያን ህወሓትን ክካየድ ዝተብሃለ ድርድር፡ ብውፅኢቱ ‘ኣብ ጥፍኣት ትግራይ ኢትዮጵያ ናይ ምድሓን ዘተ ክኸውን እዩ’ ብምባል...
ሰሙናዊ መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ 1) ኣብ ህዝብና ዝወረደ ዓፀቦን ዘስዓቦ ጥሜትን ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዓፀቦን ከቢድ ጥሜትን ኣትዩ ይሳቐይ ከምዘሎ ንኹሉ ግሉፅ እዩ። ታሪኻዊ...
ንብሉፃት ሓሳባት ዝምቹ ባይታ ምፍጣርን ናይ ምትሕብባር ፖለቲካን ትግራይና ካብቲ ኣትያቶ ዘላ መሸንቁቕን ሓሳረ መከራን መዋፅኦታት ክኾኑ ኣብ ጠረጴዛ ዘለዉ ኣማረፅቲ ኮይኖም እንተብቅዑ፤ በቲ ኣብ ስልጣን...
ጥቅምቲ 2013 ኣ/ግ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝተኣወጀ ናይ ፅንተት ኩናት ኣቐዲምካ ግቡእ ኣቓልቦ፣ ወተሃደራዊ፣ ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን ምድላው ስለዘይተገበረሉ ‹‹ድሕንነት ህዝቢ ትግራይ ንምሕላው›› ቃል ዝኣተወ ኣካል መፅብዑ...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ