መብርሂ፦ ብ ምኽንያት ግደን ተሳትፎን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣብ ኲናት ትግራይ፡ ብዙሓት ሕትቶታት እናተልዓሉ ይርከቡ። መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ድማ፡ ናይ ባዕልቶም ቤተ...
ብ ጓንሸ ሓድጉ ‘ቈልዓ ብ ንእሱ ቈርበት ብ ርሕሱ’ ይብሉ ወለዲ እንትይምስሉ። ቈርበት ናብ ዝደለኻዮ ዓይነት ቅርፅን መልክዕን ን ምትሓዝ ርሑስ ናሃለወ እንተ ዘኢኰይኑ ምስ ደረቐ...
ብ ገብረስላሴ ኪሮስ ሃይሉ መእተዊ ዋና ዕላማ እዙ ፅሑፍ ምሁራን ተጋሩ ኣብ ኵለ መዳያዊ ምሕደራን ልምዓትን ትግራይ ዝነበሮምን ዘለዎምን ግደ ንምፍታሽ እዩ። ኣብ ትግራይ ምሁር...
ብ ገብረሂወት ሃይለማርያም ኣብርሃ መእተዊ ህዝቢ ትግራይ ኣብ እዛ ሎሚ ቀርኒ ኣፍሪካ ተብሂላ ዝትፅዋዕ ዞባ ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ዝነበረ ኰይኑ መስተንክራዊ ታሪኽን ስልጣነን ዝወነነ ህዝቢ ካብ...
ብ ንጉስ ኣረፈ ገብረመድህን ዓበይቲ ዓዲ ተጋሩ እንትይምስሉ “ካበይ ከም ዝነጥር ዘኢይፈልጥ ኣበይ ከም ዝዓይርፍ ኣይይፈልጥን” ይብሉ። መልዐሊኡን መዕረፊኡን ዘኢይፍልጥ ኣንፈት ቃልሲ እዉን ምዕንፃሉ ኣይይተርፎን። ኣብ...
ብ ፀጋይ ክንፈ ነዊሕ ድሕረ ባይታ ዘለዎ ኣብ ውሽጢ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ዝፀንሐ ምግምማዕ ኣብ እዙ እዋን እውን ብ ውሑዱ ካብ ሰለስተ መኣዝናት (ካብ ትግራይ፣ ኦሮምያን...
ካብ ኣሜሪካ ብ ኣዲስ ኣበባ ገይሩ ናብ መቐለ ዝኣተወ ሰይፉ ትዕዝብቱ ኣብ ትዊተር ድሕሪ ምፅሓፉ፥ ምስ ተኽላይ ዘትግሃት እውን ኣብ ትግሃት ኣውጊዖም ኣለዉ። ሰይፈ ብ ውቕሮ፥...
ናብ ኣተሓባባሪ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ መእተዊ ንብዙሕ እዋናት እናተዋህለሉ ዝመፅኡ ፀገማትናን፤ ውፅኢት ናይ እቲ ናይ ሕዚ ኲናት ዝዀኑ ዝተሓላለኹ ፀገማትን ተደማሚሮም ህፁፅ ፍታሕ ዝጠልቡ ኣዝዮም ገዘፍቲ ኵለመዳያዊ...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ