ካብ ኣሜሪካ ብ ኣዲስ ኣበባ ገይሩ ናብ መቐለ ዝኣተወ ሰይፉ ትዕዝብቱ ኣብ ትዊተር ድሕሪ ምፅሓፉ፥ ምስ ተኽላይ ዘትግሃት እውን ኣብ ትግሃት ኣውጊዖም ኣለዉ። ሰይፈ ብ ውቕሮ፥...
ናብ ኣተሓባባሪ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ መእተዊ ንብዙሕ እዋናት እናተዋህለሉ ዝመፅኡ ፀገማትናን፤ ውፅኢት ናይ እቲ ናይ ሕዚ ኲናት ዝዀኑ ዝተሓላለኹ ፀገማትን ተደማሚሮም ህፁፅ ፍታሕ ዝጠልቡ ኣዝዮም ገዘፍቲ ኵለመዳያዊ...
ኣብ ትግራይ ግዝያዊ መንግስቲ ይጣየሽ ከም ዘሎ ዝየርእዩ ከይድታት ኣለዉ። እዙይ ስራሕ ዝይዓዪይ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ እውን ተጣዪሹ፥ ይሰርሕ ከም ዘሎ እዩ። እቶም ከይድታት ምስረታ ኣተሓበሪ ኮሚቴን...
ብ ሌተናንት ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ መብርሂ፦ እዙ ፅሑፍ አብ ሚያዝያ 2014 ብ ሌተናንት ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ተዳሊዉ ብ እዋኑ ንመሪሕነት ትግራይ ዝቐረበ ኰይኑ ኣብ ለካቲት 2015...
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ገለ ከባብታት ትግራይ ይወይእ ከም ዘሎ ይገር ኣሎ። ሻዕብያ፡ እቱ ምውፃእ ብዙሕ ብድዐ ክተፍአሉ መሪፁ ኣሎ። ከም ስነደ ክይዀን፡ ኣብ እዙይ ተቐሚጡ ኣሎ።...
መብርሂ፦ እዙይ፡ ኣብ 2006 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ ሳልሳይ ዋዕላ ቋንቋታት ትግራይ፡ ብ ዳንኤል ተኽሉ ረዳ (ዶ/ር) ዝቐረበ መፅናዕታዊ ፅሑፍ እዩ። ፩. መእተዊ ኣብዚ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ድሕሪ...
ጋዜጣዊ መግለፂ አብ ትግራይ ከቢድ ምጥሓስ ሰብኣዊ መሰላት ከም ዝተፈፀመ ዝገልፁ ክስታት ዝምልከት አብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝቀረበ ጉዳይ ጀኔቫ፣ አሩሻ እና ኒው-ዮርክ – ሰሉስ፣ 05 ታሕሳስ...
እዋናዊ መርገፂ ውድብ ናጽነት ትግራይ (ውናት) መሪር መስዋእቲ ዝተኸፈሎ ዕላማ ህዝባዊ ቃልስና ብሻላማላ ኣይኽበስን! ዝኸበርካ ጅግና ተቓላሳይ ህዝብና፦ ታሪኻውያን ፀላእትና ደይመደይ ኢሎም፤ ቅድመ ምድላው ገይሮም፤ ከም...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ