ቀድዳማይ ክፍፋል ኣብ ዙይ ይርክከብ። ዙይ ፅሑፍ ክልተ ደረስቲ ኣልለዉዎ። ምሉወርቅ ኪዳነማርያም፡ ካብ ኣማኑኤል ሳህለ ከም ዝ ተልኣኹልሉ ዝ ገለፆም ፅሑፋት ብ ናይ ባዕሉ ተወስሳኺ ፅሑፍ...
ኣብ ትሕቲ ተጋሩ ወ ከተማ ኣስመራ፡ ተጋሩን ከተማ ኣስመራን ዝ ይምልከቱ ተኸታተልቲ ፅሑፋት ክ ይቐርቡ እይዮም። ዞም ፅሑፋት ብ ቐንዱ ብ ኣማኑኤል ሳህለ ተዳሊዎም ብ መምህር...
ብ ጠቕላላ ልዕሊ 300000 ዝ ዋግኦም ናውቲ ል ሰለስተ ኣብያተ ትምህርቲ ወረዳ ሓውዜን ዝ ዀና ቤት ትምህርቲ 1ይ ብርኪ ደብረ ሂወት፥ ቤት ትምህርቲ 1ይ ብርኪ መጋብ፥...
ዘኢንድይቦ ጎቦ፡ ዘኢንሰግሮ ሩባፍፅፁም ወይከ የለንመስመር እዩ ሓይሊና ህዝቢ እዩ ሓይሊናወይከ ኣንስዓርን ሃሩር ፅሓይ ነዳድ ህቦብላ ማይ በረድ ማይ ማይ ትበል ነብሲ ኣብ ጀቕጀቕ ትረግረግ ደንጐላ...
ብ ደስታ ገብረሚካኤል ግደይ (ዶክተር ዘፍልስፍና) መእተዊ ን ፅሑፈይ መበገሲ ዝዀነኒ ዛዕባ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ (ግምት) 23 ጥቅምቲ 2016 ዓም ኣማኻሪ ካዉንስል ን ምጥያሽ ዝፀውዖ መድረኽ...
ስድራ ቤት ኣድደይ ስላስ ሰለስተ ግዜ እያ ጐዲላ። ብ ርግፅ ኲናት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብ ዘውረዶ ፅንተት ካብ ስድራ ቤት ኣድደይ ስላስ ን ላዕሊ ዝጐደለ ኢሉ...
መብርሂ ኣርታዒ፦ “ቀላሚኖ ልኣኻ/ኺ እንታይ ነይራ?” ዝይብል መሕትት ኣውፂእና ነይርና። ሓደ መልሲ ዙ ዝይስዕብ እዩ። ብ ሓጐስ ሙላው ገብረ ተምሃራይ ሓምሻይ ክፍሊ ኰይነ፡ ኣብ እግሪ ፅላል...
ብ ገብረሂወት ተስፋይ I. መእተዊ ዙ ፅሑፍ ንኽእፅሕፍ ከም መልዓሊ ሓሳብ ዝዀነኒ፡ ኣብ ዊኪፔድያ ተሓቲሞም ዝይርከቡ ክልተ ፅሑፋት እዮም። ቱ ሓደ ‘ኲናት ትግራይ (Tigray war)’ ብ...
ብ ደጀን የማነ ተኽለ ዕላማ ዙ ፅሑፍ መፅሓፍ ቅዱስ ኣብ ግብረ ሃወርያት 18፡9-10 “ተዛረብ ድኣ እምበር፡ ስቕ ኣይትበል” ከም ዝበሎ፡ ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ብ ኣግባቡ መልሲ...
ብ ግርማይ ግሩም ሓጎስ ኣብ ዓድድና ትግራይ ካብ 2013 ዓም ኣትሒዙ ኣብ ዝነበረ ናይ ውግእ መዋእል ብዙሕ ንምርኣዩን ንምዝራቡን ዝይኸብድ ግፍዒ ስደት፣ ᎀት፣ ጥሜት፣ ሕማም፣ መጕዳእቲ...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ