ወራሪ ስርዓት ሻዕብያን ስርዓት ኣቢይን ኣብ ልዕሊ ንጹህ ህዝቢ ትግራይ ዝኣወጆ ኲናት ከባቢ ክልተ ዓመት እኳ እንትቑጸረ፡ እንሆ ሕጂ ውን ዳግማይ ጀሚሩ ይርከብ። ፋሽሽታውያን ስርዓታት ህግደፍን...
ጥቅምቲ 24/2013 ኣ.ግ ነይሩ ንሰለስተ ዓሰርተ ዓመታት ክፈሓስ ዝፀነሐ ህዝቢ ትግራይ ናይ ምፅናት ‘ፕሮጀክት’ ብዕሊ ኹናት ብምኽፋት ፀግዒ ክፍኣ-ተግባራቱ ዝገለፀ። እነሆ ድማ እዚ ዘርኢ ናይ ምፅናት...
ሰራዊት ትግራይ ሰነ 21 2013 ዓም ኣብ መብዛሕቲኡ ትግራይ ንዝነበረ ጸላኢ ደማሲሱ መቐለ ተመሊሱ ምስ ኣተወ እቶም ግዝያዊ ምምሕዳር እይና ብሃልቲ ዕሱባት ምስ እቲ ሃዳሚ ሰራዊት...
መብርሂ፡ እዚ ስነድ ብ ውድብ ባይቶና ተዳሊው: 13 መስከረም 2014 : ኣብ ገፅ ፈይስቡክ እቱ ውድብ ዝተፈነወ እዩ። ቃልሲ ትግራይ ገምጊሙ፥ ምልከታን መርገፅን እቱ ውድብ ይገልፅ።...
ብ ታዜና ተ.ሃ ፩. ዕንይንይ … እቶም ሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ዓሊ (ፒፒ) ካብታ ዝኣተዉላ ዕለት 20 ሕዳር (2013 ዓ.ም.) ኣትሒዞም፣ ኣብ መቐለ ‘ኣይትዅንኒ’ ዝዓይነቱ ብሓደ ኣንጎሎ...
ካብ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ቅድሚ ኵሉን ልዕሊ ኵሉን ቀዳማይ ደርጊ 15 ሰነ 1980 ዓ/ም ኣብ ዕዳጋ ሓውዜን ደብዳብ ነፈርቲ ዝፈፀመሉ መበል 33 ዓመት መዓልቲ...
ምስ ካልኣዩ ኣብ ኢድ ፀላኢ ሰራዊት ኤርትራ ዝወደቐ ትግራዋይ፡ ስለ ዝገበሩዎ፥ ዝበሉዎ፥ ዝስምዖ፥ ዝርአዮን ዝተዓዘቦን የዘንትው።
እዚ ዝይስዕብ ሰንጠረዥ ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ፥ ጣብያ ድጉም ኣብ 52 ገዛውቲ ዝበፅሐ ዓይነትን መጠንን ዕንወት ዝየርእይ እዩ። ተ.ቍ ሙሉእ ስም ዓይነት ንብረት ዓይነት ጕድኣት ፍልፍል...
ብ ዕለት 16፥ 17 ወ 18 ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያ ኣብ ድጉም ብዙሓት ሰባት ቀቲሎም እዮም።
ስድራ ኣደይ ሰላስ መሊሳ ጐዲላ! ኣደይ ስላስ ብሰንኪ ስእነት መድሓኒት ብዕለት 23 ታሕሳስ ዓሪፈን፤ ጓለን ወ/ሮ ጻድቃን ድማ ብዕለት 27 ታሕሳስ ወራሪ ሰራዊት ኤርትራ ደብዳብ መዳፍዕ...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ