ውናት ኣብ ብሄራዊ ድሕነት ትግራይ ዘንጸላለወ ሓደጋ ንምእላይ ለበዋ ዘቕረበሉ መልኽእትን ኣተሓሒዙ ዝልኣኾ ሓባሪን።
እዚ ዝይስዕብ ሰንጠረዥ ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ፥ ጣብያ ድጉም ኣብ 52 ገዛውቲ ዝበፅሐ ዓይነትን መጠንን ዕንወት ዝየርእይ እዩ። ተ.ቍ ሙሉእ ስም ዓይነት ንብረት ዓይነት ጕድኣት ፍልፍል...
ብ ዕለት 16፥ 17 ወ 18 ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያ ኣብ ድጉም ብዙሓት ሰባት ቀቲሎም እዮም።
ል ሕድሕድ ዝርአየን ሰብ “ቀበርትና ይግበርኩም” ዝትብል ነገር መውፅኢት ኣፈን ነበረት። ድሕሪ ናይ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ስቓይ፣ ብ ዕለት 29 ሚያዝያ 2013 ካብ እዛ ዓለም ብ ሞት...
ቍጽሪ እቶም ከካብ ከባቢኦም ዝተወሰዱ ሰባት፡ ልዕሊ 76 ይግመት። እዞም ወገናት ድሕሪ ከካብ ከባቢኦም ምልቃሞም፡ ንመወዳእታ ጊዜ ብሂወት ዝተርአዩሉ ንጕሆ ጥሪ 16፡ 2021 ዓ/ም እዩ። ድሕሪኡ:...
ገለ ውልቀ ሰብ መዚ እዘን ሃገራትን ገለ ኣብ እዘን ሃገራት ዘለው ፈጠርቲ ፅዕንቶ ሰባትን ብውልቀኦም በቲ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ንምግላፁን ንምሕሳቡን ዝኸብድ...
ቤት ትምህርተይ ሓዊ ኣትዩዋ። ኣነ ታሪኽ እየ እዝክር ዘለኹ። ናይ ሎሚ ህፃናትን ሰጋናትን ተምሃሮ ግን ኣካል ሆወቶም እያ። እቶም ተምሃሮ፡ ታሪኾንም መፃኢኦምን ክቃፀል ምስ ርአዩ፡ ከካብ...
ኣነ እውን ትግራወይቲ ብ ምዃነይ፡ ናይ ባንኪ ኣካውንተይ ተዓፅዩ ኣብ ችግር ወደቕኩ። ብፍላይ ካባይ ብዙሕ ነገር ዝትፅበይ ቈልዓ ሒዘ ከቢድ ኰነኒ። እቲ ፀገመይ ግን ተጀሚሩ እንበር...
ብዕለት 28/04/2013 ዓም ንጕሆ ኣስታት ስዓት 12:30 እቲ ውግእ ገና እንተ ኢተዛዘመ ሓዱሽ ተወሳኺ ወታደር ናብ'ቲ ጣብያ ይኣትዉ። ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ድማ ናብ በረኻታት የንሳሕቡ። ብዝበፅሖም...
ህዝቢ ትግራይ: ሃለዋቱን ድሕንነቱን ንምሕላው ባዕሉ ንባዕሉ ናይ ምምሕዳር መሰሉ ንምትግባር ፀኒዑ ስለ ዝተቓለሰን ብኣሃዳዊ ስርዓት ፋሽሽታዊ ጕጅለ ኣብይ ኣሕመድ ኣይእርገፅን ኢሉ ዴሞክራስያዊ መረፃ ስለ ዘካየደን...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ